ትካላት ሃይማኖት ብዛዕባ ሰላም፣ ሓድነትን ምክእኣልን ካብ ምምሃር ብተወሳኺ ኣብ ማሕበረሰባዊ ልምዓት ዝገብርዎ ዘለዉ ተሳትፎ ብዝበለፀ ተቐራሪቦም ክሰርሑ ይግባእ-ም/ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካውንስል ኣብያተ ክሪስቲያን ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ንክጣየሽ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ  ኣካላት መርሃ ግብሪ ምስጋና ተዳሊዩ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣቤቤ፥ ትከላት ሃይማኖት ናይ እምነት ነፃነት ሃሊዩዎም ንክውደቡ ኣብ ክንዲ ምግባር ክከፋፈሉ እንትግነር ፀኒሑ ኢዩ ኢለን።

መንግስቲ ኣብ ፅባሕ ለውጢ ትካላት ሃይማኖት ዝቀራረብሉ ሕቶ ምውዳብን ነፃነትን ንምምላስ ብዝገበሮ ፃዕሪ ካውንስል ኣብያተ ክሪስቲያን ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ንክጣየሽ ከምዝተገበረ ሓቢረን።

ትካላት ሃይማኖት ብዛዕባ ሰላም፣ ሓድነትን ምክእኣልን ካብ ምምሃር ብተወሳኺ ኣብ ማሕበረሰባዊ ልምዓት ዝገብርዎ ዘለዉ ተሳትፎ ብዝበለፀ ተቐራሪቦም ክሰርሑ ይግባእ ክብላ  እውን ገሊፀን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment