ትካላት ሃይማኖት ሰላም ኣብ ምስፋን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክብ ኩሎም ትካላት ሃይማኖት ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ።

ኣብቲ ዘተ ትካላት ሃይማኖት ሰላም ኣብ ምስፋን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ተባሂሉ።

እቲ ዘተ ብጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባ ኣዘጋጅነት “ ሃይማኖታዊ ናይ ሓባር እሴታት ንሰላምን ሃገራዊ ሓድነትን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።

ናይ እምነት ትካላት ፣ መራሕቲ፣ ኣቦታትን መምህራንን፣ ናህ ሕብረተሰብ ምትእስሳር በምጥንኻር ፣ ሀገራዊ ሓድነትን ህዝቢ መስ ህዝቢ ዝኸፋፍል እኩይ ተግባራት ንክፅየፉ ንተኸተልቶም ከምህሩ ከምዝግባእ ተገሊፁ።

እቲ መድረኽ ዘተ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment