ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንመኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ገንዘብ ምግባር ይቕፅሉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንፕሮጀክት መኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ገንዘብ ምግባር ይቕፅሉ ኣለዉ።

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ 9ይ ዙር ፕሮጀክት ገበታ ንወለዶ ሓገዝ ዝገበሩ ዝርዝር ትካላትን ውልቀ ሰባትን ዕላዊ ገይሩ፡፡

ሓገዝ ዝገበሩ ዝገበሩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን፥ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ኩባኒያ ኢትዮ ኣትክልቲን ፍረምረን፣ ኩባንያ ወርቂ ኩርሙክ፣ ማሕበር ኢንዱስትሪ ቴትሮሊየም፣ ሬድ ስታር፣ ሆራ ትሬዲንግ፣ ሰይድ ዳምጠውን ፍሊንትስቶን ሆምስን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment