ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ 13 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ 13 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ።

እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ብኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪ 971 ሺሕን 438 ቶን ኣታዊ ፅዕነትን ልዕሊ 200 ሺሕ ቶን ወፃኢ ፅዕነትን ብባሕሪ ከምዘጎዓዓዘ ገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ኣብቲ ርባዕ ዓመት ብሓፈሻ ን104 ሺሕን 659 ኮንቴይነራት ብወደብን ተርሚናልን ኣገልግሎት ምሃቡ ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment