ትማሊ ኣብ ቻይና ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን ብህይወት ዝተረፈ ሰብ ከምዘየለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ምብራቓዊ ሸነኽ ቻይና ደቡባዊ ጓንጊዢ ዝተሓምሸሸት ቦይንግ 737-800 ኣውሮፕላን ብህይወት ዝተረፈ ሰብ ከምዘየለ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ብምርቋሕ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

እታ ኣውሮፕላን 132 ሰባት ኣሳፊራ እናበረረት እናላ ብኣግራብ ኣብ ዝተሸፈነ ኣፃድፍ ከምዝተሓምሸሸት ይዝከር።

ፕረዚዳንት ቻይና ጠንቂ ምውዳቕ እታ ነፋሪት ቅልጡፍ መርመራ ክግበረሉ ትእዛዝ ኣመሓላሊፎም ኢዮም።

ፍልፍል፥ ቲ አር ቲ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment