ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለወይ ኣሰር 2013 ዓ.ም 61 ሚኢታዊት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
ኣተሓባባረ ኮሚቴ እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ምድላውን ኣተገባብራን ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት መግለፂ ሂቡ።
ኣባል እተ ኮሚቴ ናይ ግብርና ሚኒስትር ዴኤታ ሳኒ ረዲ፥ 10 ግንቦት 2013 ዓ.ም ዝተጀመረ ተኸላ ፈልሲ ክሳብ 13 ሓምለ 2013 ዓ.ም 3 ነጥቢ 71 ቢሊየን ፈልሲ ተተኺሉ ኢሎም።
ስለዝኾነ ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለወይ ኣሰር 2013 ዓ.ም 61 ሚኢታዊት ከምዝበፅሐ ተዛሪቦም።
ኣባል እቲ ብሔራዊ ኮሚቴው ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ብግደኦም፥ ኣብ ተፋሰስ ኣባይ ዝጝበር ናይ ሎሚ ዘበን ኸላ ፈልሲ ንህዳሰ ግድብ ካብ ደለል ኣብ ምክልኻል ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።