ዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ትልሚታት ጥፍኣት ግብረ ራዕዲታት ስግኣት ብሄራዊ ድሕንነት ናብ ዘይኾንሉ ብርኪ በፂሑ ክብል ኣገልግሎት ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
ምኽኒያቱ ድማ ሽፋንን ፅሬትን ወፍሪ መረዳእታ ብልዑል ብርኪ ምዕናዩ ከ፥እዝኾነ ሓቢሩ።
ዳይሬክተር ጀነራል እቲ ኣገልግሎት ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዓመታዊ ገምጋም እቲ ትካል ከምዝበልዎ፥ ኣብ 2014 ዓ/ም መረዳእታ ብስፍሓት፣ ቅልጣፈን ፅርየትን ንምእካብ ዝሕግዙ ዘበናዊ መሳርሕታት ብምምላእ ናብ ሳራሕ ኣቲዮም።
ስለዝኾነ ግብረ ራዕዲታት፣ ዘይሕጋዊ ግጅለ ዑጡቓት፣ ሽርሒ ኢኮኖሚ ዝፍፅሙ ኣካላት፣ ብድምር ፀረሰላ፥እ ሓይሊታት ዝነበሮም ኩለ መዳይ ዝተዋደደ መጥቃዕቲ ብልዑል ኩነታት ከምዝቐነሰ ገሊፆም።
ስለዝኾነ ትልሚታት ጥፍኣት ግብረ ራዕዲታት ስግኣት ብሄራዊ ድሕንነት ናብ ዘይኾንሉ ብርኪ በፂሑ ምባሎ ካብ ኣገልግሎት ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።