ቱርክ ብኢትዮጵያ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ሰምምዕነት ኣድኒቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርክ ትማሊ ብኢትዮጵያ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ሰምምዕነት ኣድኒቓ።

ናይታ ሃገር ናይ ወፃኢ ጉዳይ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ወገናት ዝተበፅሐ ስምምዕነት ከምዘሐጎሶ ገሊፁ።

እቲ ስምምዕነት ዘላቒ ንክኸውን ተስፋ ንገብር ኢሉ ኣብ መግለፂ።

እቲ ዘተ ውፅኢታዊ ንክኸውነ ዘተሓባበሩን ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment