ተፈተንቲ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ነናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ክኣትዉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈተንቲ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ነናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ከምዝኣትዉ ሚኒስቴር ትምሀርቲ ኣፍሊጡ።

ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ዓውዲ ትምህርቲ ተፈጥሮ ሳይንስ ተፈተንቲ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 8 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ምሃብ ክጅመር ኢዩ፡፡

ኣብ ዝሃለፈ ሰሙን ዝተውሃበ ፈተና ማሕበራዊ ሳይንስ 586 ሺሕን 541 ተምሃሮ ፈተና ከምዝወሰዱ ይፍለጥ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment