ተግባር ሰናይ ፍቓድ ሓድጊ እዚ ወለዶ ኮይኑ ዘገልግል ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ፌዴሪኢ ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ዩኒቨርሲቲ እናሰልጠኑ ምስ ዝርከቡ ወለንታውያን መናእሰይ ተዛቲየን።

በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂግጂጋ እናሰልጠኑ ኣብ ዝርከቡ 471 ወለንታታት ዑደት ገይሩ።

ወይዘሮ ሙፈሪያ ቆራፅነት እቶመ ሰልጠንቲ ብምንኣድ ተግባር ሰናይ ፍቓድ ሓድጊ እዚ ወለዶ ኮይኑ ከገልግል ከምዝኽእል ምግላፀን ካብ ዩኒቨርሲቲ ጂግጂጋ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment