ተግበርቲ እኩይ ሽርሒ ህወሓት ኣብ ጥቓኹም ኣለዉ፣ ኩላትና ነቃልዕ!

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከተማታት ኣልባሳት ፌዴራል ፖሊስ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ዝተፈላለዩ ሓይሊታት ፀፅታን ሰፍዮም ንህወሓትን ደገፍቲ ሸኔን ኣብ ምድላው ዘለዉ ተሃዲኖም ይተሓዙ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ኣብ ሰሜን ወሎን ተመሳሰልቲ ቦታታትን ከምዝተርኣየን ኣብ ቀፃሊ ካልኦት ከተማታት ብመሰረት ዘሎ ትዕዝብቲ እቶም ሓይሊታት ጥፍኣት ኣብ ከተማታት ተራእዮም ተባሂሉ ብስእሊ ንምርኣይ ዝግበር ዝተዋደደ ምንቅስቓስ ሓይሊታት ድሕንነት ሃገር የጋልፅዎ ኣለዉ።

ካብቶም ምንቅስቓሳት ጉጅለ ራዕዲ ኣብከከተምኡ ናይ መከላከያን ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታን ዩኒፎርምታት ኣስፊኻ ብምልምል ናይቲ ግብረ ራዕዲ ተሓቢኡ ዝፅበ ሓይሊ ብምምሳል ከተማታት ተታሒዘን ዝበል ናይ ገብረ ራዕዲ ተግባር ይፍፀም ኣሎ።

ዩኒፎርም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምኽዳን ህዝቢ ብቐጥታ ብምቕታል፣ “ብስም ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ህዝቢ ይውድእ ኣሎ” ዝብል ክሲ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ንምቕራብ ፃዕሪ ይገብሩ ከምዘለዉ ቅድመ መረዳእታታት ይርከቡ ኣለዉ።

ህዝቢ ምስ ህዝቢ ናይ ምውዳእ ስራሕ ልክዕ ከም ተጋድሎን ጥበብን ዝቖፅር ተረፍ መረፍ እቲ ጁንታን ተለኣኣኺ ሸኔን ንሓንሳብን መወዳእታን ዝቕበረሉ እዋን ከምምግዳር ዝቑፅሮ ከምዝኾነ ተረጋጊፁ ኣሎ።

እቲ ክዳን ሓይሊታት ፀፅታ እናሰፈየ ዘሎን ንኣናእሽቱ ረብሓ እንትብል ነቲ ሓይሊ ጥፍኣት ናይ ምሕጋዝ ድልየት ዘርእን ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ካብ መንጎና ናይ መግላፅ ስራሕ ኩልና ክንሰረሕ ይግባእ ተባሂሉ።

 

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment