ተደለይቲ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ንምሕባር ዜጋታት ሓበሬታ ዘቕርቡሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ተገይሮም

ተደለይቲ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ንምሕባር ዜጋታት ሓበሬታ ዘቕርቡሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ተገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምከክልኻል ፌዴሪኢ ተደለይቲ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ዝተሓብኡሉ ቦታ ንምሕባር ዜጋታት ሓበሬታ ዘቕርቡሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ተገይሩ።

ዋና መምርሒ ሓበሬታ ሕብረተሰብ ሰራዊት ምክልኻል፥ ተደለይቲ ኣባላት ጁንታ ህወሓት ዝርከቡሉ ቦታ ንዘሓበረ ሰብ 10 ሚሊየን መበረታትዒ ሽልማት ምድላዊ ምግላፁ ዝፍለጥ ኢዩ።

ሓበሬታ ዝህቡ ኣካላት መንነቶም ከምዘይግለፅ እውን ኣፍሊጡ ኢዩ።

ስለዝኾነ ድማ ዜጋታት ሓበሬታ ዘቕርቡሎም ቁፅሪ ስልኪታት፤ 0964321635 ንኣምሓርኛ0937973269 ንትግሪኛን ኣምሓርኛን ኢዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment