ተወሳኺ ሓገዝ ዝፀዓና 63 ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ተወሳኺ ሓገዝ ዝፀዓና 63 ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ከመዝኣተያ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ።

እቲ ቁፅሪ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ሓገዝ ብምፅዓን ናብቲ ከተማ ምስ ዝኣተዋ ተሽከርከር እንትድመር 220 በፂሑ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment