ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ተወለድቲ ትግራይን ፓርቲታት ፖለቲካን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደም ለጊሶም
ኣብ ዝተፈላለዩ ግንባራት ዝዋደቕ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ኣድላዪ ደገፍ ይገብሩ ከምዘሎዉ ተገሊፆም።
ኣሸባሪ ህወሀት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ኣብ ትርጉም ኣልባ ጦርነት ኣቲዩ ኢይ ብምባል፥ ነዚ ድማ ህፃናትን መናእሰይን ናብ ጦርነት ብምእታው ትግራይ ተተካኢ ትውልዲ ኣልባ ንክትኮን ይገብራ ኢዩ ኢሎም።
ናይ ትግራይ ማሕበረሰብ ናይ ጁንታውን ተግባር ምዘውግዝ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተገሊፁ።
እቲ ተወለድቲ ትግራይን ፓርቲታት ፖለቲካን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝልግስዎ መርሃ ግብሪ ምልጋስ ደም ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ።
ብምንይችል ኣዘዘው
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።