ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዲፕሎማታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ብዝምልከት መብርሂ ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዲፕሎማታትን ኣምባሳደራትን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ።

ሚኒስትር ዴኤታ ስለሺ ግርማ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ብሃፍቲ ቱሪዝም ፈላሞት ካብ ዝበሃላ ሃገራት ከምዝኾነት ተዛሪቦም።

ይኹን እንበር ኣብቲ ዓውዲ ክትረኽቦ ዝግበኣ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ ብኣግባቡ ከይረኸበት ከምዝፀንሐት ሓቢሮም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን መንግስቲ ነቲ ዓውዲ ዝሃቦ ቆላሕታ ነባራት ስፍራታት ቱሪዝም ብዝበለፀ ዘበናዊ ናይ ምግባር ስራሕ ተሰሪሑ ኢዩ ኢሎም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment