ተሳተፍቲ ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ ጣና ፓርክ ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳተፍቲ 10ይ ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ ጣና ፓርክ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም።

10ይ ጉባኤ ጣና ፎረም ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ከተማ ባህርዳር እናተኻየደ ይርከብ፡፡

ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ድማ ተሳተፍቲ ኣብ ጣና ፓርክ ተረኺቦም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ከምዘሳለጡ ካብቲ ፎረም ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment