ተርሚናል ከበድቲ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ዲቾቶ ተመሪቑ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ዝተሃነፀ ተርሚናል ከበድቲ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ዲቾቶ ህንፀቱ ተዛዚሙ ተመሪቑ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ።

እቲ ተርሚናል ኣብ 12 ሄክታር መሬት ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ 750 ተሸከርከርቲ ከተኣናግድ ዝኽእል ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ኣወል ኣርባን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም ኣካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዕሊ ተኸፊቱ፡፡

ወይዘሮ ዳግማዊት ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ እቲ ተርሚናል ኣብ ኢትዮጵያ ዝዓበየ መፃኢን ኣታዊን መስመር ንግዲ ኣብ ዝኾነ መስመር ኢትዮ-ጂቡቲ ምህናፁ ኩለመዳይ ረብሓ ኣለዎ ኢለን፡፡

እንዲሁም ተርሚናሉ የጭነት አገልግሎትን ለማሳለጥ ከሚሰጠው ጥቅም ባለፈ ለአካባቢው ሰዎች የስራ ዕድል እንደሚፈጥር ተናግረዋል

እቲ ተርሚናል ኣገልግሎት ፅዕነት ንምስላጥ ካብ ዝህቦ ረብሓ ብዝዘለለ ንነበርቲ እቲ ከባቢ ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥር እውን ኣብሪሀን፡፡

ብለይኩን ኣለም

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment