ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመለስቲ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ናብ ግምባር ብምዝማት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም።
ማሕበር ተመለስቲ ሰራዊት ምክልኻል ከተማ ባህርዳር ወፍሪ ህላወ ኣመልኪቱ ልዝብ ኣካይዱ።
ተመለስቲ ኣባላት ሰራዊት ናብ ግባር ብምኻድ ሃገራዊ ግቡኦም ንኅዋፅኡ ዝዓለመ ዘተ ኢዩ ተባሂሉ።
“ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ዝፈፀሞ ክሕድት ኣይንርስዖን” ዝበሉ እቶም ኣባላት፥ ብህይወት ክሳዕ ዘለዉ ህላወ ሃገሮም ከምዝሕልዉ ገሊፆም፡፡
ኣባላት እቲ ማሕበር ብዘለዎም ልምዲ ሃገሮም ናይ ምሕላው ግቡእ ከምዘለዎም ተዛሪቦም ክብል ኣሚኮ ፀብጺቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።