ቫይረስ ኮሮና ኣብ ትምህርቲ ከስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ንምክልኻለል ዘኽእል ምኽረ-ሓሳብ ፖሊሲ ንምድላው ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀፃሊ ዕፃ ትምህርቲ ዝምልከቶ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ትካል ዓለም ለኸ ባህሊን ትምህርቲን (ዩኔስኮ) ካልኣይ ኣኼቡኡ ኣሳሊጡ።

ኣብቲ ኣኼባ፥ ንፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዝውዴ ሓዊሱ ዝምልከቶም ኣካላት ተሳተፍቲ ኮይኖም።

ቫይረስ ኮሮና ኣብ ልዕሊ ትምህርቲን ልምዓትን ከስዕቦ ዝኽእል ናይ ነዊሕ እዋን ፅዕንቶ ንምክልኻል ዘኽእል ምኽረ-ሓሳብ ፖሊሲ ንምድላው ኣብ ስምምዕነት ምብፅሑ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment