“ቪኦን.ቴሌኮም” ኣብ ኢትዮጵያ ንክሰርሕ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ቪኦን.ቴሌኮም” ኔዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንክሰርሕ ፃውዒት ቀሪቡ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ “ቪኦን.ቴሌኮም” ግሩፕ ማቲው ጋልቫኒ ዘቲዮም።

ቪ ኦን ቴሌኮም ዘለዎ ለምዲ ብምንኣድ፥ እቲ ኩባኒያ ልምዱ ናብ ኢትዮጵያ መፂኡ እንተሰሪሑ ውፅኢታዊ ንክኸውን ገሊፆም።

ማቲው ጋልቫኒ ብግደኦም፥ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ክብ ንምባል ዓሊሙ ዝርአ ዘሎ ዕድል ስራሕ ንኢዶም።

ዕድልን ኣማራፅታትን ዕዳጋ “ቪኦን” ናይ ምስፋሕ ጉዳይ በዝምልከት ዘሎ ልምዲ ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment