ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላን ናብ በረራ ንምምላስ ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብረርቲን ካልኦት ሰራሕተኛታት እቲ መገዲ ኣየርን ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላን ናብ በረራ ንምምላስን ንዓማዊል ኣገልግሎት ንመሃብን ምድልዋት ከምዝኾኑ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

አቲ መገዲ ኣየር ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላን ዝተብሃለ ናይ በረራ ኣውሮፕላን ድሕሪ ውሑዳት መዓልቲታት ናብ በረራ ንምምላስ ድሉዋት ከምዝኾኑ እቲ ኩባኒያ ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መልእኽቲ ኣፍሊጡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment