ቦርድ ምርጫ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ምርጫ ንዝዕዘቡ ሃገር በቆል ትካላት ስቪክ ማሕበራት ስልጠና ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ምርጫ ንዝዕዘብ ማመልከቻ ንዘእተዉን ቀዳማይ ዙር ንዝሓለፉን ሃገር በቆል ትካላት ስቪክ ማሕበራት ስልጠና ሂቡ።

እቲ ስልጠና ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ዘለዎ እንትኸውን፥ ዓለም ለኸዊ ተመክሮ ብዝወነኑ ሰብ ሞያ ከምዝተውሃበ ተሓቢሩ።

ንምንታይ ምርጫ ምዕዛብ ኣድሊዩ፣ ረብሓታትን ክብሪታትን ምዕዛብ ምርጫ፣ ኣብ እዋን ምርጫ ትፅቢት ዝግበረሉ ደንቢን ስነምግባርንን ካልኦትን ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment