ቦርድ መረፃ ኣብ ልዕሊ ዝተወሰኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝተፈፀመ ሓፈሻዊ ጉባኤ ከይገብሩ ምኽልካልን ምእሳርን ብገበን ከምዘቕፅዕ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብዚ ቅንያት ኣካላት ፀፅታ ኣብ ልዕሊ ዝተወሰኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝፈፀሙዎ ሓፈሻዊ ጉባኤ ከይገብሩ ምኽልካልን ምእሳርን ብገበን ከምዘቕፅዕ ኣፍሊጡ።

እቲ ቦርድ ኣብ ልዕሊ ፓርቲታት እናትን ባልደራስ ሓፈሻዊ ጉባኤ ከየካይዱ ምኽልካል፤ ኣብ ልዕሊ መተሓባበርቲ ፓርቲ ጎጎት ንሓድነትን ፍትሒን ጉራጌ ድማ ድሕሪ ጉባኤ ከምዝተኣሰሩ ከምዘረጋገፀ ገሊፁ፡፡

ሚኒስቴር ፍትሒ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ምርመራ ገበን መሪሑ ኣብ ልዕሊ ጥፍኣተኛታት ክሲ ንኸቕርብ እቲ ቦርድ ወሲኑ፡፡

ብሃይለኢየሱስ ስዩም

#Ethiopia #NEBE #NationalElectionBoardofEthiopia

Comments (0)
Add Comment