ቦርድ መረፃ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበር ልዝብ ዝምረሐሉ መምርሒ ብምድሃብ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ፡፡

እቲ ናይ ዘተ ሰነድ መምርሒ፥ ዘተ ፓርቲታት ፖለቲካ ሕድሕዶም ዝገብሩዎ ዘተ ብኸመይ ምክያድ ከምዘለዎ ዝውስን ከምዝኾነ ተመልኪቱ፡፡

እቲ ሰነድ ብፓርቲታት ካብ ዝፀደቐሉ እዋን ጀሚሩ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝገብሩዎ ልዝብ ክሳብ ዝዛዘም ዝፀንዕ ከምዝኾነ ኢዩ ተገሊፁ፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ንጎንፂ ምኽንያት ኮይኖም ኢዮም ዝበሃሉ ጉዳያት ተናሓናሕቲ ፓረቲታት ዛዕባታት ብምቕራብ ልዝብ ተገይሩሉ፡፡

ብታሪኩ ለገሰ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment