ቦርድ መረፃ ሓፈሻዊ ፓርቲ ጉባኤ ኦነግ ኣመልኪቱ ውሳነ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ፓርቲ ጉባኤ ግምባርናፅነት ኦሮሞ (ኦነግ) ኣመልኪቱ ውሳነ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።

እቲ ቦርድ ፓርቲ ኦነግ ሓፈሻዊ ጉባኤ ክፅውዕ ከምዝግባእ ብምግላፅ እቲ ፓርቲ ክሳብ ሕዚ ብመንፅር ዘለዎ ፀገም ኣመራርሓ፣ ጉባኤ ቅድሚ ምግባሩ ደምቢ ኣፀዋውዓ ጉባኤ እቲ ቦርድን ሕጊ መረፃን ዝተኸተለ ምዃኑ ምርግጋፅ ከምዘድለየ ኣፍሊጡ፡፡

ብመሰረት እዚ ድማ ዝርዝር ትልሚ ኣፀዋውዓ ጉባኤ፣ ኣፀዋውዓ ጉባኤ ብዝምልከት ብኣካል እቲ ፓርቲ ግቡእ ዝተውሃበ ውሳነን ቃለ ጉባኤ እቲ ውሳነን እቲ ቦርድ ነዚ ውሳነ ምስ ኣፍለጠ ኣብ ሓደ ወርሒ ማለት እውን ክሳብ 16 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም ንኽቐርብ ወሲኑ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment