ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ500 ሚሊየን ብር መስፋሕፍሒ ዝተገበረሉ ፕሮጀክት ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ተመሪቑ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሃመድን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰን እቲ ፕሮጀክት መሪቖም ከፊቶም።
ኣይተ ሙስጠፌ መሃመድ፥ እቲ ሆስፒታል ንዝተፈላለዩ ሕክምናታት ናብ ኣዲስ ኣበባን ሃገራት ወፃኢን ዝለኣኹ ተሓከምቲ ኣገልግሎት ኣብቲ ሆስፒታል ንክረኽቡ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።
ዶ/ር ሊያ ታደሰ ብግደአን፥ ሃንደበታዊን ፅኑዕን ክፍሊታት ሕክምናን ማእኸላት ፃውዒት ኣምቡላንስን ምስፋሕ ብሃንደበታዊ ሓደጋ ንዘጋጥም ሞት ኣብ ምቕናስ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ገሊፀን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።