ብ461 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ዘበናዊ ማእኸል ሕክምና ዓይኒ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዳግማዊ ምኒሊክ ሆስፒታል ብ461 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ዘበናዊ ማእኸል ሕክምና ዓይኒ ተመሪቑ።

ሚኒስተር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንገስቲ ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ ተረኺቦም።

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሃገርና ሰፊሕ ፀገም ዝነበረ ሕክምና ዓይኒ ንምምሕያሽን ከብ ልምባልን ብልዑል ቁርፀኝነት እናሰርሐ ፀኒሑ ኢዩ ኢለን።

ስለዝኾነ እቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተመረኸ ማእኸል ሕክምና ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾነ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment