ብ2 ቢሊየን ብር እናተሃነፀ ዝርከብ ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ ህንፀቱ 95 ሚኢታዊ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ2 ቢሊየን ብር እናተሃነፀ ዝርከብ ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ ህንፀቱ 95 ሚኢታዊ ከምዝተዛዘመ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ።

እቲ ፕሮጀክት ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ እንትኸውን፥ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ህንፀቱ ንምዝዛም ብዕቱብ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ።

ዓለም ለኸ ደረጅኡ ሓሊዩ እናተሃነፀ ዝርከብ ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ፥ ኣብ ኣፍሪካ ብሉፅ ክበሃል ዝኽእል ተርሚናል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እቲ ተርሚናል ምስ መስመር ባቡር ዝተዋደደ ብምዃኑ ምስ ፓርክ ኢንዱስትሪን መገዲ ኣየርን ብቕረባ ርሕቐት ዝተሃነፀ ከምዝኾነ ካብ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment