ብ ፋብሪካ ዓለባን ጨርቀመርቅን ቬሎሲቲ መቐለ ተላዒሉ ዝነበረ ባርዕ ሓዊ አብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፋብሪካ ዓለባን ጨርቀመርቅን ቬሎሲቲ መቐለ ተላዒሉ ዝነበረ ባርዕ ከቢድ ጉድኣት ከየብፅሐ አብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ።

መንቀሊ እቲ ባርዕ ንምፍላጥ ይፃረ ከምዘሎን መጠን እቲ ሓደጋ ብተሳትፎ ዝተፈላለዩ ኣካላት ክቕንስ ከም ዝኸኣለን እውንውን ተገሊፁ።

ፍልፍል፦ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

Comments (0)
Add Comment