ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐ ልኡክ ሰመራ ኣቲዩ

ኣዲ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ዋናፀሓፊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሚና መሓመድን ነበር ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡክ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሰመራ ኣቲዩ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ክልል፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሱልጣን ኣሊ ሚራህ ሃምፍሬ ተረኺቦም ነቲ ልኡኽ ኣቀባብላ ገይሮሙሉ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment