ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴሪኢ ናብ ጁባ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ) ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ናብ ጁባ ኣምሪሑ።

እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ምንባር ስምምዕነት ክታም ሰላም ሽግግር መንግስቲ ሱዳንን ተቓወምቲ ሓይሊታትን ንምስታፍ ኢዮም ናብ ጁባ ዘምርሑ።

ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ጁባ እንትበፅሓ ናይ ደቡብ ሱዳን መሰተአን ሳልቫኪር ማያርዲት ኣቀባብላ ገይረሙለን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment