ብፍልጠት ዝተሃነፃ ደቂ ኣንስትዮ ምፍራይ ቀዳምነት ዝወሃቦ ጉዳይ ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍልጠትን ዓርሰ እምነትን ዝተሃነፃ፤ ንቀፃሊ ደረጃ መሪሕነት ድልዋት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ምፍራይ ቀዳምነት ዝወሃቦ ጉዳይ ምዃኑ ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን፡፡

መበል 5ይ ዙር መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንታዊ ስልጠና፤ መሪሕነት ደቂ ኣንስትዮ 53 ሰልጠንቲ ብምምራቕ ተዛዚሙ፡፡

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ፤ ” ብፍልጠት፣ብክእለትን፣ ብዓርሰ እምነትን ዝተሃነፃ፤ ንቐፃሊ ደረጃ መሪሕነት ድልዋት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ምፍራይ ቀዳምነት ዝወሃቦ ጉዳይ እዩ”  ኢለን፡፡

ካብ ጥሪ 23 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ፤ 143 ብማእኸላዋይ ደረጃ መሪሕነት ዘለዋ ካብ መንግስቲ፤ ሲቪል ማሕበረሰብን፣ ካብ ዓውዲ ውልቀ ዝተውፃእፅኣ ደቂ ኣንስትዮ ምስታፈን፤ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

 

 

 

 

Comments (0)
Add Comment