ብግርማ ብመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ተዓዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትርሕርሻ ግርማ ብመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ መና ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ዑደት ኣካይዱ።

ኣብቲ ዑደት ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ክልል ኦሮሚያ ጌቱ ገመቹ ሓዊሱ ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያን ዘፈር ሕርሻ ተረኺም።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ መና ዝርከብ ክላስተር ሕርሻ ቡን ምዕዛቡ ካብ ቢሮ ሕርሻ ክልል ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሕርሻ የመላኽት።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment