ብጄኔራል ኣበባው  ዝተመርሐ ልኡኽ ጂቡቲ ኣቲዩ ኣብ መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ጂቡቲ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ንምርካብ ጂቡቲ ኣቲዩ።

እቲ ክብረ በዓል ሚኒስትር ምክልኻል ጂቡቲ ሓሰን ኦመር መሓመድ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣታሼታት ሰራዊት ምክልኻልን ዲፕሎማትን ኣብ ዝተረኸብሉ ብዝተፈላለዩ ወተሃደራዊ ምርኢታት ተኸቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment