ብዝራእቲ ካብ ዝተሸፈነ 6 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ልዕሊ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዝተዘርአ ዝራእቲ ተኣኪቡ – ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ብዝራእቲ ካብ ዝተሸፈነ 6 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ኣብ ልዕሊ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዝተዘርአ ዝራእቲ ከምዝተኣከበ ሓላፊ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ሃይሉ ኣዱኛ ኣፍሊጦም፡፡

ሉኣላውነት ሃገር ካብ ምሕላው ጎናጎኒ ቁጠባዊ ሃፍቲ ከይንኪ ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾ ዝሓበሩ እቶም ሓላፊ፥ ኣብቲ ክልል ዝተፈላለዩ ወረዳታት ስራሕቲ ልምዓት መስኖ እናተሰርሐ ምዃኑ ተዛሪቦም፡፡

ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ሰፊሕ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ብምስራሕ ኢኮኖሚ ሃገር ሚዛኑ ሓሊዩ ንኽጎዓዝ ምግባር ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

ድርቂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት እቲ ክልል ልዕሊ 100 ሺሕ ኩንታል እኽሊ ሓገዝ ከምዝተገበረ ኣብሪሆም።

ብኣመርቲ ተስፋዬ

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment