ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 26 በርሚል ነዳዲን ቤንዚንን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 26 በርሚል ነዳዲን ቤንዚንን ከምዝሓዘ ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ።

ምክትል ቢሮ ሓላፊ ዘፈረ ንግዲ ኣይተ ኦኬሎ ኡቦንግ ከምዝገለፁዎ፥ ብዝተገበረ ክትትል ሓደ ውልቀ ሰብ ኣብ ክልል ጋምቤላ ካብ ዝርከብ ታፍ መዕደሊ ነዳዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ነዳዲን ቤንዚንን ብምቕዳሕ ናብ ኣኮቦ ንምውሳድ እንትንቀሳቐስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡

እቲ ውልቀ ሰብ ንግዲ ፍቓድ ከምዘይብሉን ንመንግስቲ ግብሪ ከምዘይኸፍልን ብምሕባር፤ ኣብታ ሃገር ዝወፅአ ደምቢ መሰረት ብምግባር ግቡእ ስጉምቲ ከምዝውሰደሉ ምግላፆም ካብ ቤት ጽሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment