ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ተሽከርካሪት ተፃዒኑ እናተጓዘ ዝነበረ ልዕሊ 9 ሺሕ ጥይት ከምዝሓዘ ፖሊስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣብ ተሽከርካሪት ተፃዒኑ እናተጓዘ ዝነበረ ልዕሊ 9 ሺሕ ጥይት ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብዝገበሩዎ ክትትል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።

ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሓበሮ፥ ቁፅሪ ሰሌዳ ኮድ 3-በ27307 ኣ/ኣ ዝኾነት ፒካፕ ተሸከርካሪት ብገበን ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ጦር መሳርሒ ተጠርጢራ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓለት 3 ለካቲት 2014 ዓ.ም ኢዩ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Twitter (https://twitter.com/fanatelevision)

FBC (Fana Broadcasting Corporate S.C.) (@fanatelevision) | Twitter

The latest Tweets from FBC (Fana Broadcasting Corporate S.C.) (@fanatelevision). Radio Fana

Comments (0)
Add Comment