ብዘይሕጋዊ መገዲ ልዕሊ 5 ቢሊየን ብር እንተንቀሳቕስ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ 5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እንተንቀሳቕስ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ምስ 25 ተሓባበርቱ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ ይግበረሉ ከምዘሎ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቶም ተጠርጠርቲ ካብ ሕብረተሰብ ብመሰረት ዝተረኸበ ሓበሬታ ዕቱብ ክትትል ብምግባር ከምዝተትሓዘ ተሐቢሩ።

ተጠርጣሪ ሳሙኤል እጓለ ኣለሙ ብሳጉኡ  ሳሚ ዶላር ዝበሃል እንትኸውን፥ ነባርነቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምግባር ናብ ኣሜሪካ ብተደጋጋሚ ዝመላለስ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

 

 

Comments (0)
Add Comment