‹‹ ብዘራፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መከላኸሊ ሓይሊ ዝበጽሐ ጥቕዓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተገበረ ሙከራ ተገይሩ ይቑጸር›› ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ብዘራፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መከላኸሊ ሓይሊ ዝበጽሐ ጥቕዓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተገበረ ሙከራ ተገይሩ ይቑጸር ክብሉ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ገሊፆም።
ብዘራፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መከላኸሊ ሓይሊ ዝበጽሐ ጥቕዓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተገበረ ሙከራ ተገይሩ ይቑጸር ክብሉ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ንጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ገሊጾም።
እዚ ዘራፊ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ መከላኸሊ ዝፈጸሞ ጥቕዓት ንመከላኸሊ መከላኸሊ ንምድኻም ዝተገበረ እዩ ኢሎ።
ጀግና መከላኸሊ ሃገር በቲ ሕዚ ጀሚርዎ ዘሎ ነቲ ዘራፊ ጉጅለ ሃዲኑ ናብ ሕጊ ከቕርቦም ዝተውሃቦ ተልእኾ ብዓዎት ከምዘሳኽዖ ኣይጠራጠርን ክብሎ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊጾም።
ንመከላኸሊ ሃገር ካብ ዘለና ዓብይ ክብሪ ዝተልዓለ ናይ ሂወት መስዋእትነት እንተድልዩ መናእሰይ ሲዳማ ነዚ ዓብይ ሃገራዊ ልኡኽ ንምንቅስቓስ ድልዋት ምኳኖም ገሊጾም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment