ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ እስራኤል ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኢኖቬሽንን ብዝምልከት ዑደት ልውውጥ ልምዲ ይገብር ኣሎ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ናብታ ሃገር ዘምረሐ እንትኸውን፥ ምስ ኣካላት መንግስቲ እስራኤል ዘትዩ።
ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ኢዳን ሮል ኣብ ዝገብርኡ ዘተ፥ ሕውነት ክልቲአን ሃገራት ብከለ መዳይ ተጠናኺሩ ንክቕፅል ደገፍ እስራኤል ይደሊ ኢለን።
ምክትል ሚኒስትር ኢዳን ብደኦም ፥ እቲ ምትሕብባር ብዝበለፀ ክብ ንምባል ዘሎ ባህጊ ገሊፆም።
መርሃ ግብሪ ልውውጥ ልምዲን ፍልጠትን ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።