ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ ንምህናፅ ምስ ኣባላት ዳያስፖራ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ ንምህናፅ ምስ ኣባላት ዳያስፖራ ዘተ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ዘተ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ኣብ ዘብፀሐሎም ከባቢታት ክልል ዓፋርን ኣምሓራን መሊስካ ንምህናፅ ዝሕግዝ ዘተ ኢዩ ኣብ ሆቴል እስካይላይት እናተኻየደ ዝርከብ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ድማ ሚኒስትራት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ዳያስፖራታትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment