ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኲናትን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋን ምኽኒያት ንሓገዝ ዝተቓልዑ ዜጋታት ንምሕጋዝ ዝተዋደደ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ዕላዊ ኮይኑ።
ፈዴሬሽን መናእሰይ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ከምኡውን ኤልሻዳይ ኢንተርቴይመንት ብምትሕብባር ብኲናትን ድርቂን ነዝተጎድኡ ወገናት ሃፍቲ ናይ ምትእኽኻብ መርሃ ግብሪ ኢዩ ዕላዊ ኮይኑ።
ኣብቲ መርሃ ገብሪ ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ንምትእኽኻብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ።
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።