ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ተሽከርካሪ ብምሕባእ ብኮንትሮባንድ ክኣትዋ ዝነበራ ልዕሊ 83 ሚሊየን ብር ዝግመታ ልዕሊ 4 ሺሕን 100 ቴሌፎናት ተታሒዘን ከምዝተትሓዛ ኮሚሽን ጉምሩክ ገሊፁ።
እተን ቴሌፎናት፥ ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩክ ጅግጅጋ ከምዝተትሓዛ ኣብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።