ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሕጋዊ ቀረፅ እንተይተኸፈለሎም ብኮንትሮባንድ ናብ ሃገር ዝኣተዉ ልዕሊ 1 ሺሕን 812 ሞባይል ስልኪታት ኣብ መርካቶ ምስ ተራገፉ ተታሒዞም።
ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ካብ ህዝቢ ብመሰረት ዝበፅሖ ሓበሬታ፥ ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 8 ፍሉይ ሽሙ “ኣዲስ ኣበባ ገበያ ማእከል” ሞባይል ቴሌፎን ብ6 ካርቶን ተዓሺጉ ካብ መኪና ምስተራገፈ ከምዝሓዘ ገሊፁ።
ኣብቲ ገበን ተሳቲፉ ዝተብሃለ ተጠርጣሪ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ ይግበረሉ ከምዘሎ ኣብ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።