ብኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅቡቲ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ፡፡

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋየ፣ ካልኦት ላዕለዎት ሰብ መዚን ዲፕሎማሰኛታትን ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት፥ ብስልጠናን ኣብ ድሕንነት ጠረፍን ኣድሂቦም ምስ ጅቡቲ ሰነድ ስምምዕነት ክፈራረም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment