ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብክልላት ኣብ ዝተሰናደኡ ረቀቕቲ ሕጊታት እታወት ንምትእኽኻብ ዝዓለመ ዘተ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ብሚኒስቴር ፍትሒን ቢሮ ፍትሒታት ክልላትን ዘተሰናድአ መድረኽ፥ ኣርባዕተ ረቀቕቲ ሕጊታ ኣድሂቡ ልዝብ እናተኻየደ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
እቶም ረቀቕቲ ሕጊታት ኣብ ክልላት ዝደለዉ ጠበቓታት፣ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ፣ ስነ-ስርዓት ምሕደራን ምምሕዳር ኣቢያተ ህንፀታትን ዘተኮሩ ረቀቕቲ ሕጊታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።
ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ዝተሰርሑ ምምሕያሻት ሕጊን ዝነበሩ ማሕለኻታትን ኣብቲ መድረኽ ተላዒሎም፡፡
ብፈትያ ኣብደላ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።