ብከንቲባ ኣትላንታ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ኣትላንታ ኣንድሬ ዲከንስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።

ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ  ጃንጥራር አባይ፣ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘህልዎ ፃንሒት፥ ከልቲአን ከተማታት ብሓባር ኣብ ዝሰርሐኦም ጉዳያት ዝጠመተ ዘተ መስ ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ ከምዘሳልጥ ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ኣብታ ከተማ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ለምዓት ከምዝዕዘብ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment