ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ፍልሰተኛታት ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ፍልሰተኛታት ይሳተፍ ኣሎ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፥ ካብ 2019 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ኣብ ጉዳይ ፍልሰተኛታት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ጠሚቱ ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ መብርሂ ከምዝህብ ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ኣብ ዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ኣብ ፍልሰተኛታት ዝረኣዩ ፀገማት ምፍታሕ ዘኽእሉ ሓደሽቲ ትልሚታት ዕላዊ ከምዝገብር ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment