ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ጅቡቲ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ጅቡቲ ኣትዩ።

እቲ ልኡኽ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ኣብ መበል 47 መዓልቲ ናፅነት ከምዝሳተፍ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዘውፀኦ ሓበሬታ የረድእ።

 

Comments (0)
Add Comment