ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ካብ መንጎ ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ እቶም ኣብዝሓ ተማሂሮምን ሰልጢኖምን ከምዝተሰደዱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ካብ መንጎ ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ እቶም ኣብዝሓ ተማሂሮምን ሰልጢኖምን ከምዝተሰደዱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።

ይኹን እንበር ኣብ ከይዲ ዝፍጠሩ ስሕተታት ንከይህልዉ ብቦርድ መርማሪ ኣዋጅ ይስራሕ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ካብዚ ወፃእ ዘጋጥም ጌጋ እንተሃሊዩ ናይ ምትዕርራይ ስራሕ ከምዝካየድ ተዛሪቦም።

ቀንዲ ዕላማ እቲ ኣዋጅ ሰላምን ህልውናን ሃገር ምሕላው ከምዝኾነ ኣገንዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment